Centrum mot våld

(tigrinja/ትግርኛ)

ኣብ ጥቡቕ ዝምድናታት ንዝፍጸም ዓመጽ ብዝምልከት ምኽርን ደገፍን ንዘድልየኩም

ማዕከል ኣንጻር ዓመጽ ንኽልተ ተቐበልቲ ጋሻ አለዎ - FRED-ተቐበልቲ ጋሻን EQ-ተቐበልቲ ጋሻን ሓባራዊ ስም እዩ። ኣብዞም ተቐበልቲ ጋሻ፣ ኣብ ጥቡቕ ዝምድናታት ንዝፍጸም ዓመጽ ብዝምልከት ምኽርን ደገፍን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

እቲ FRED-ተቐበልቲ ጋሻ ንዓኻትኩም ኣብ ጥቡቕ ዝምድና ንዓመጽ ዝተቓልዑ ወይ ንዝተቓልዑኹም እዩ። FRED-ተቐበልቲ ጋሻ ንህጻናትን መንእሰያትን ኣብ ስድራቤት ዓመጽ ዘጋጠሞም ሰብን እዩ።

EQ-ተቐበልቲ ጋሻ ነቶም ስምዒታቶም ንምምሕዳር ዝጽገሙ፣ ከም ሕርቃን ወይ ኣብ ጥቡቕ ዝምድና ገለ ዓይነት ዓመጽ ዝተጠቕሙ ሰባት ደገፍ ይህብ። ምናልባት ንሓደ እተፍቅሮ ሰብ ከይትጐድኦ ትፈርሕ ትኸውን።

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ንFRED-ተቐበልቲ ጋሻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፦

ቁጽሪ ተሌፎን፦ 020-44 22 44

ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጻውዒት ኣብ ሕሳብ ቴለፎንካ ኣይርአን እዩ።

ማዕከል ዓማዊል ምምሕዳር ከተማ Luleå፦ 0920-45 30 00

ኢሜይል፦ freda@lulea.se

ኢ-ኣገልግሎት፦ lulea.se/fredamottagningen

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ንEQ-ተቐበልቲ ጋሻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፦

ማዕከል ዓማዊል ምምሕዳር ከተማ Luleå፦ 0920-45 30 00

ኢሜይል፦ eq@lulea.se

ኢ-ኣገልግሎት፦ lulea.se/eq

Sidan uppdaterades den 24 February 2023