Anhörigstöd

(tigrinja/ትግርኛ)

ነቶም ዝሓመመ፣ ስንክልና ዘለዎ ወይ ዝኣረገ ናይ ቀረባ ዘመድ ዘለኩም

ብተዛማዲ ዚወሃበካ ደገፍ ነባሪ ዘመድ ንኽትከውን ኪሕግዘካ ዚኽእል ምኽርን ደገፍን ሓበሬታን ይህብ። ንነዊሕ እዋን ዝሓመመ፣ ኣረጋዊ፣ ብሕማም ኣእምሮ ዝሳቐ ወይ ስንክልና ዘለዎ ኣባል ስድራቤት፣ ዓርኪ፣ ወላዲ ወይ መጻምድት ኣለኹም ድዩ? ኣብዚ ዘለና ንውልቃዊ ዕላላት ህድእ ኢልኩም ኩነታትኩም ክትገልጹሉ ትኽእሉ እዩ። ብዛዕባ ናይ ዕላል ጉጅለታትን ኣስተምህሮታትን ምኽርታት ሒዝና ኣበርክቶ ክንገብር ንኽእል ኢና ከምኡ’ውን እቲ ምምሕዳር ከተማ ንእትፈትውዎም ሰባትን እንታይ ከቕርበልኩም ከም ዝኽእል ክንሕብረኩምን ንኽእል ኢና።

ርኸቡና፦

ማዕከል ዓማዊል ምምሕዳር ከተማ Luleå፦ 0920-45 30 00

ኢሜይል፦ anhorigstod@lulea.se

Sidan uppdaterades den 24 February 2023