Demensteamet (tigrinja/ትግርኛ)

ነቶም ሕማም ዳሜንሺያ ዘለዎም ወይ ኣዝማድ ዝኾኑ

ጉጅለ ሕማም ዳሜንሺያ ንሕማም ምርሳዕ ንዝነብሩ ሰባት ከምኡ’ውን ኣዝማድን ሰራሕተኛታትን ምኽሪ፣ ደገፍን መምርሕን ይህብ። ብዛዕባ እቲ ምምሕዳር ከተማ እንታይ ከቕርብ ከም ዝኽእል እውን ሓበሬታ ክንህበኩም ንኽእል ኢና። ካብ ከባቢ ዝመጽእ ደገፍ መዓልታዊ ህይወት ንምምችቻውን ነቲ ሓድሽ ኩነታት ንምርዳእን ዋጋ ክህልዎ ይኽእል።

ርኸቡና፦

ማዕከል ዓማዊል ምምሕዳር ከተማ Luleå፦ 0920-45 30 00

Sidan uppdaterades den 15 February 2023